መኽመስመሳይ ባርዕ

መኽመስመሳይ ባርዕ - Paperback

$36.52
Sale price  $36.52 Regular price 
Skip to product information
መኽመስመሳይ ባርዕ

መኽመስመሳይ ባርዕ - Paperback

$36.52
Sale price  $36.52 Regular price 

by ገብረሂወǘ (Author)

እዛ መፅሓፍ ፖለቲካዊ ትሕዝቶኣ ክዓዝዝ ስለዝደለኹሕንቁቕ ክርዳድ'' ብዝብል ኣርእስቲ እየ ጀሚረያ ፥፥ እንተኾነ ኣብ ከይዲ ብዘጋጠመና ሓደጋ ምጥፋእ ዘርእን ንዐኡ ንምምካት ዝወፈረ ንመስዋእቲ ከም ቆፀራ መርዓ ሕጉሰ ኮይኑ ዝተቐበለን ንፀሊእቲ ከም ሰጡም ማኣዶ እናሸበበ ዝቖሉ ፀማም ጅግንነት ዘርኣየና መንእሰይ ወለዶ ክስገር ስለዘይኽእል ኣርእስታ ናብ ''መኽመስመሳይ ባርዕ'' ብምቕያር ቡዙሓት ንጅግንነቱን ኣጣቓላሊ ነቲ ታሪኻዊ ክስተት ዝገልፁ ግጥምታት ሒዛ ወፂኣ ኣሊ ፥፥ ንሙለእ ትሕዝቶኣ ምንዋሕን ምሕፃርን ናይቶም ግጥምታት ከይዓገተኩም ብትኹረት ደጋጊምኩም ኣንቡባዎም ኣንጉዕ ኣይስእኑሎምን ፥፥ ሰናይ ንባብ እዛ መፅሓፍ ፖለቲካዊ ትሕዝቶኣ ክዓዝዝ ስለዝደለኹሕንቁቕ ክርዳድ'' ብዝብል ኣርእስቲ እየ ጀሚረያ ፥፥ እንተኾነ ኣብ ከይዲ ብዘጋጠመና ሓደጋ ምጥፋእ ዘርእን ንዐኡ ንምምካት ዝወፈረ ንመስዋእቲ ከም ቆፀራ መርዓ ሕጉሰ ኮይኑ ዝተቐበለን ንፀሊእቲ ከም ሰጡም ማኣዶ እናሸበበ ዝቖሉ ፀማም ጅግንነት ዘርኣየና መንእሰይ ወለዶ ክስገር ስለዘይኽእል ኣርእስታ ናብ ''መኽመስመሳይ ባርዕ'' ብምቕያር ቡዙሓት ንጅግንነቱን ኣጣቓላሊ ነቲ ታሪኻዊ ክስተት ዝገልፁ ግጥምታት ሒዛ ወፂኣ ኣሊ ፥፥ ንሙለእ ትሕዝቶኣ ምንዋሕን ምሕፃርን ናይቶም ግጥምታት ከይዓገተኩም ብትኹረት ደጋጊምኩም ኣንቡባዎም ኣንጉዕ ኣይስእኑሎምን ፥፥ ሰናይ ንባብ

Number of Pages: 94
Dimensions: 0.23 x 9 x 6 IN
Publication Date: April 05, 2024

You may also like